ወያነ እንስሳት

ወያነ እንስሳት ናይ ጆርጅ ኦርዌል 動物農場 ዝብል ናይ ፖለቲካዊ ኣሽሙር መፅሓፍ ብ ትግርኛ ተተርጒሙ ዝቐረበ እዩ።
Twinsoft Technologies PLC
下載 ወያነ እንስሳት APK
評分 4
類型 書籍與參考
應用程式檔名稱 com.twinsoftplc.weyaneenssat
下載數 5+
ወያነ እንስሳት 簡介
ወያነ እንስሳት ናይ ኦርዌል ‘ኣኒማል ፋርም’ ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።

እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይ ን ን“ኣኒማል ፋርም” “ሕርሻ እንስሳት” ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ “ወያነ እንስሳት” ” ዝብል ዝበለፀ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ንዝኾኑ
ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብምባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።

ወያነ እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስዐቦ ናይ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣሽሙራዊ (ሳቲሪካል) ብዝኾነ ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያነ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽነት ፣ ብዝ በዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውፃእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣ ብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮ ነስ፤ እቲ ዓመፅ ኣብ ህይወቶም ዘስዐቦ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ለው ጢ ‘ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍፃመ ኣዋዲዱ ሓተታ ዝገብር እዩ።

ወያነ እንስሳት ዕምቆትን ብስለትን ዘለዎ ፣ ኣመራማሪን ንሕልና ዝሙጉትን መፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስነ-ፅሑፍን ም ሁራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ቋንቋን ስነ-ፅሑ ፍን ብወያነ እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) ናይ ፒኤች ዲ (ዶ ክትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

展開
下載Android版本APK
目前暫不提供ወያነ እንስሳት的APK檔下載,請前往GooglePlay下載。
Google Play
從 Google Play 獲取。
1. 點擊「從 Play Store 獲取」
2. 從 Play Store 下載 ወያነ እንስሳት
3. 啟動並享受 ወያነ እንስሳት
ወያነ እንስሳት APK FAQ

ወያነ እንስሳት 對我的電腦設備來說安全嗎?

展開

什麼是XAPK檔案?如果我下載的ወያነ እንስሳት是XAPK檔案怎麼辦?

展開

我可以在電腦上玩ወያነ እንስሳት嗎?

展開